ቋንቋ ኣመጋግባ
On Sale
$19.00
$19.00
ኣካላትና ውጽኢት ኣመጋግባና እዩ። ኣመጋግባና ድማ ውጽኢት ናይ ኣረዳድኣና እዩ። ኣረዳድኣና ኣብ ልምድን፡ ሳይንሳዊ መሰረት ዘይብሎም ኣባሃህላታትን ዝምርኮስ ምስ ዝኸውን፡ ንወስዶም ናይ ኣመጋግባ ውሳነታት፡ ጎዳእቲ ወይ ጥቕሚ ዘይብሎም ይኾኑ። ከምኡ'ውን፡ ኣብ ዘይተደለየ ፍርሕን ሓሸውየን ክንኣቱ ንኽእል። በንጻሩ፡ ኣረዳድኣና ኣብ ሳይንሳዊ ሓቅታትን፡ ምርዳእ ኣካላትናን ዝምርኮስ ምስ ዝኽውን፡ ንጥዕናና ጠቐምቲ ዝኾኑ ናይ ኣመጋግባ ውሳነታት ንኽንወስድን ቅሳነት ናይ ኣእምሮ ንኽንረክብን የኽእለና።